Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

2 bible verses about

matthew


ማቴዎስ 9:9 | 7 Helpful votes

የሱስ ካብኡ ምስ ሐለፈ፡ ማቴዎስ ዚብልዎ ሰብኣይ ኣብቲ በሪ ተጎ ተቐሚጡ ረአየ እሞ፡ ስዐበኒ፡ በሎ። ተንሲኡ ኸኣ ሰዐቦ።

Translation | Context
ሉቃስ 5:27-29 | 6 Helpful votes

ድሕርዚ ድማ ወጸ፡ ሌዊ ዚብሃል ተጋዊ ኣብ በሪ ተጎ ተቐሚጡ ረአየ እሞ፥ ስዓበኒ፡ በሎ። ተንሲኡ ኸኣ ንዅሉ ሐዲጉ ሰዓቦ። ሌዊ ድማ ኣብ ቤቱ ዓብዪ ምሳሕ ገበረሉ። ብዙሓት ተገውቲ ኻልኦትውን ምሳታቶም ኣብ መኣዲ ተቐሚጦም ነበሩ።

Translation | Context