Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

3 bible verses about

cutting off hands


ዘዳግም 25:11-12 | 6 Helpful votes

ክልተ ሰብ ንሓድሕዶም እንተ ተባእሱ፡ ሰበይቲ እቲ ሓደ ኸኣ፡ ንሰብኣያ ኻብ ኢድ እቲ ዚወቕዖ ኸተድሕኖ፡ ኢዳ ዘርጊሓ ሕፍረቱ እንተ ሐዘት፡ ኢዳ ቚረጻ፡ ዓይንኻ ኣይተናሕስየላ።

Translation | Context
ማቴዎስ 18:8 | 5 Helpful votes

ኢድካ ወይ እግርኻ እንተ ኣስሐተትካ፡ ካባኻ ቘሪጽካ ደርብያ። ክልተ ኢድን ክልተ እግርን ከሎካ ናብ ናይ ዘለኣለም ሓዊ ኻብ እትድርበስ፡ ቍሩጽ ወይስ ሓንካስ ኳንካ ናብ ህይወት ምእታው ይሔሸካ።

Translation | Context
ማቴዎስ 5:29 | 3 Helpful votes

የማነይቲ ዓይንኻ እንተ ኣስሐተትካ፡ ካባኻ ጐጥጕጥካ ደርብያ። ብዘሎ ስጋኻ ኣብ ገሃነም ካብ ዚአቱስ፡ ሓንቲ ኣካልካ እንተ ጠፍኤት ይሔሸካ።

Translation | Context