Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

7 bible verses about

bribes


ዘጸአት 23:8 | 18 Helpful votes

መማለዲ ነቶም ዚርእዩ የዕውር፡ ዘረባ ጻድቃን ከኣ የቕንን እዩ እሞ፡ መማለዲ ኣይትውሰድ።

Translation | Context
ምሳሌ 15:27 | 9 Helpful votes

እቲ ረብሓ ዚሀርፍ ንቤቱ ይህውኻ፡ መማለጃ ዚጸልእ ግና ብህይወት ይነብር።

Translation | Context
እብራውያን 13:5-6 | 5 Helpful votes

ንሱ ባዕሉ፡ ኣይክሐድገካን ዕሽሽውን ከቶ ኣይብለካን እዩ፡ ኢሉ እዩ እሞ፡ ንብረትኩም ብዘይ ፍቕሪ ገንዘብ ይኹን፡ በቲ ዘሎኹም ዕገቡ። ስለዚ ተቢዕና፡ እግዚኣብሄር ረዳእየይ እዩ እሞ፡ ኣይክፈርህን እየ፡ ሰብከ እንታይ ከይገብረኒ፧ ንበል።

Translation | Context
ምሳሌ 21:14 | 5 Helpful votes

ብስዉር ዝአተወ ገጸ በረኸት ኵራ የህድእ፡ ሕቡእ ውህበትውን ንብርቱዕ ቍጥዓ የዝሕሎ።

Translation | Context
ያእቆብ 3:16 | 3 Helpful votes

ኣብቲ ቕንእን ሻራን ዘለዎ፡ ኣብኡ ምፍራስ ስርዓትን ኵሉ እኩይ ግብርን አሎ እሞ፡ እዛ ጥበብ እዚኣ ምድራዊትን ስጋዊትን ሰይጣናዊትን እያ እምበር፡ ካብ ላዕሊ እትወርድ ኣይኰነትን።

Translation | Context
ኣሞጽ 5:12 | 3 Helpful votes

ኣነስ ግህሰትኩም ብዙሕ፣ ሓጢኣትኩም ከኣ ብርቱዕ ከም ዝዀነ እፈልጥ እየ። ነቲ ጻድቕ ተጻብቡሉ፣ ደርሆ ትቕበሉ፣ ነቲ መስኪን ኣብ ደገ ትገፍዕዎ አሎኹም።

Translation | Context
መክብብ 7:7 | 3 Helpful votes

ግፍዒ ንጥበበኛ የዐሽዎ፡ መማለጃ ኸኣ ንልቢ የጥፍኦ።

Translation | Context